ግጭት አብ ዝራኣየሎም ዞባታት ኢትዮጵያ፣ ብዘይ ፍርዲ ምቅታል፣ ሞት ሰላማዊያን ሰባት፣ ጉድኣት ኣካል፣ ዕንወትን ዘረፋን ንብረት፣ ብሃውሪን ብጅምላን ዝተናወሐን ማእሰርቲ፣ ኣገዲድካ ምስዋር፣ ጭውያን ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ደሞክራሲያዊ ርፓብሊክ ኮንጎን ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ዘሎ ጎንጺ ኣብ ዝሓየለሉ፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ጥራይ ኣስታት 400-ሽሕ ህዝቢ ካብ መንበሪኡ ምምዝባሉ ጸብጻብ ...
ኣብ ሶማልያ ኣብ’ዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 71-ሽሕ ሰባት ብሰንኪ ደርቂ ከምዝሞቱ ትካል ህጻናት ሕ/ሃን ውድብ ጥዕና ዓለምን ብሓባር ኣብ ዝዘርግሕዎ ሪፖርት ገሊጾም። እቲ ሰሉስ ዝተዘርገሐ ...